ናኤል
ጽቡቅ ኣለኺ ፡ ብተሞኩሮይ፡ ዋና-ገዛ ኩንትራት ናይ ስራሕ ዘለዎ ሰብ ፡ ብቀሊሉ ይመርጽ።
ናይ ረቪስ እንተተመዝጊብኪ ፡ ብርግጽ ኣደም ክጽዉዕኺ ኢዮም፡ ኣደም ማለት ( ወኪል ምዕባለ ሽቅለት ) እዩ።
ስራሕ ንምርካብ ክሕግዙኺ እኽእሉ እዮም … ።
ዛህራ
እወ፡ ተጸዊዐ ከይደ ኔረ ፡ ዝርርብ ጊሮሙለይ።
ዘለኒ ደረጃ ቋንቋ ናይ ፍሬንች እኹል ሰለ ዘይኮነ: ናብ (ኣሪስ) ሰዲዶምኒ
መደብ ናይ ንጥፈታት ክኽተል ዓዲሞሙኒ፡ ኣነ ግን ቀልጢፈ ስራሕ ክረክብ እየ ዝደሊ ። እንታይ ክገብር እኽእል፧
ንምታይ መደብ ናይ ንጥፈታት ኣድለየ፧












