ዛህራ
ኣብ መወዳእታ ሕቶ ምጥርናፍ ተላኢኹ !
ክሳብ ምኒስትሪ ዝምልሱ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ካብ ካምፕ ክወጽእ ስለ ዘለኒ ፡ ንጡፍ ክኸዉን ኣለኒ። ደኺመ ፡ ጋሂ ተሰሚዕኒ።
ናኤል
ብዙሕ ግዜ ከምዝከብደንን ዝደከምኩን ኮይኑ ይስምዓኒ ኔሩ።
ምስ ብዓል ሞያ ጥዕና ውን ተራኪበ ኔረ፣ ብዙሕ ውን ሓጊዙኒ።
ንስኺኸ ክትከዲ ትሓስቢ’ዶ፧
Amélie Zeimet : «ክንክን ስነ-ኣእሙራዊ ጥዕና ፡ ኣገዳሲ እዩ »፧
ዛህራ
ምኽርኻ ተከቲለ ፡ ብዛዕብኡ ምዝራብ ክንድዚ ይጠቅመኒ እዩ ኢለ ኣይሓሰብኩን። ንክቅጽል ሓይሊ ሂብኒ።
እንተኮነ ግን ናብራ ካምፕ ኣዝዩ ከቢድ እዩ፣ ማዓልታት ነዊሕን ፡ ኣሰልቻውን ኮይኑ፡ ካብዚ ቦታ ክወጽእ ኣለኒ።












