Source : Le Luxembourg en chiffres, Edition 2023, STATEC

ዝምልከት

እዚ ፕሮጀክት ብናይ ቀይሕ-መስቀል ሉክሰምበርግ፡ ብምትሕግጋዝ ሚኒስትሪ ስድራቤትን፡ ብሓባር ምንባር ከምኡዉን ኤሮጳዊ-ሕብረት መቐበሊ ኣጋይሽን ዝተዳለወ እዩ

ንኹሎም ኣብ ምምዕባል እቲ ፕሮጀክት ኣበርክቶ ዝገበሩ፣ ብፍላይ ድማ ጂል ሄምፐል፣ ላውራ ዙኮሊ፣ መሓመድ ማንላ ሓሰን፣ ማጂድ ራህሙኒ፣ ሳንድራ ጃሃሲ፣ ኣሜሊ ዘይመት፣ ፖል ኤስትገንን፡ ሞህሰን ዛርጋርን ከነመስግኖም ንፈቱ።

«ክንክን ስነ-ኣእሙራዊ ጥዕና ፡ ኣገዳሲ እዩ »፧

ገዛ ኣብ ሉክሰምበርግ

ንምታይ መደብ ናይ ንጥፈታት ኣድለየ፧

«እቲ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ፡ ስራሕ እዩ። »

«ኣብዚ፡ እቲ ሲስተም ዝተፈለየ እዩ። »

«ምስ ሰባት ምልላይ ፣ ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ። »

«ምውህሃድ ፣ ኣብ ሉክሰምበር ፡ ከም ኣብ ገዛኻ ዘለኻ ኮይኑ ክስማዓካ ምኽኣል ማለት እዩ። »

ምንጪ፡ ናይ 2022 መጽናዕቲ

Source : Ministère des Affaires intérieures

Source : Ministère de la Justice

ምንጪ ፡ ካብ ሚኒስትሪ ዉሽጣዊ ጉዳያት

ምንጪ፡ ምኒስትሪ-ፍትሒ