ዛህራ
0:00
0:00
ናኤል
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዜና!
እቶም ኣሪስ ናብ ኣደም ክልእኹኺ እዮም።
ኣስተውዕሊ፡ ኣብ ኣደም፡ ብዙሕ መስፈርቲ ከተማልኢ ኣለኪ፡ እንተደይ ኮይኑ ረቪስ ክቆርጹልኪ እዮም።
ናኤል
ኣብ ትሕቲ ኣሪስ ወይ ኣደም ዋላ ሃልዊ፡ ባዕልኺ ስራሕ ኣይትደልይን ማለት ኣይኮነን። ኣነ ስራሕ ኣብዝዴሌሉ ዝነበርኩ ግዜ ዝጠቀመኒ ነገራት እንተሎ. . . ።












